ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ ቢሮ ጥዕና ትግራይ፣ ጆፓይጎን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ዘዳለዎ ሲምፖዚየም ” ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀት ጥዕና ትግራይ ” ሎሚ 29 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣማስዩ ተዛዚሙ August 17, 2023 / News and Events