Menu Close

Category: News and Events

ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ መድሕን ጥዕና ኣብ ትግራይ ንምጅማር ዘሎ ኩነታት ንምፅናዕ ” ምስ USAID Health Financing Improvement Program ብምትሕብባር ንኣከብቲ ሓበሬታ ስልጠና ክወሃብ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ 11 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ተዛዚሙ ኣሎ።

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ ቢሮ ጥዕና ትግራይን አጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢ/ያ ጨንፈር መቐለን ብምትሕብባር ” ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ መድሕን ጥዕና ኣብ ትግራይ ንምጅማር ዘሎ…

ዩኒቨርስቲ መቐለ ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ዓይደር፣ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ፣  ቢሮ ጥዕና ትግራይን ሓበራዊ መፅናዕቲ ብምግባር ሎሚ 23 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣብ ሆቴል ኣኽሱም ዕላዊ  ተገይሩ።

  ሓላፊ  ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ እቲ መፅናዕቲ ኣብ ” ኣብ ቀረባን ተጠቃምነትን ክንክን ኣዴታትን ህፃናት ከምኡ እውን ክታበት ኮቪድ -19ን ዘለዉ ባህርያውን…

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ ቢሮ ጥዕና ትግራይ፣ ጆፓይጎን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ዘዳለዎ ሲምፖዚየም ” ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀት ጥዕና ትግራይ ” ሎሚ 29 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣማስዩ ተዛዚሙ

እቶም ዝቐርቡ ዓሰርተ (10) መፅናዕትታት ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ፣ ዩኒቨርሲቲ መቐለ፣ ዩኒቨርስቲ አዲስ አበባ፣ ምሁራን ዳያስፖራ ፣ ጆፓይጎ፣ ብውልቀን ካልኦትን ዝተሳተፍሉ ነይሩ። ሓላፊ…