ዩኒቨርስቲ መቐለ ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ዓይደር፣ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ፣ ቢሮ ጥዕና ትግራይን ሓበራዊ መፅናዕቲ ብምግባር ሎሚ 23 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣብ ሆቴል ኣኽሱም ዕላዊ ተገይሩ።
ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ እቲ መፅናዕቲ ኣብ ” ኣብ ቀረባን ተጠቃምነትን ክንክን ኣዴታትን ህፃናት ከምኡ እውን […]
ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ እቲ መፅናዕቲ ኣብ ” ኣብ ቀረባን ተጠቃምነትን ክንክን ኣዴታትን ህፃናት ከምኡ እውን […]
1) ኽታበት ፀረ-ሕማም ኮሮና (COVID-19)፦ ንልዕሊ 12 ዓመት (ንሓደሽቲ፣ ኸምኡውን መጠናኸሪ/ቅድሚያ ቅድሚ 6 ውርሒ ንዝወሰዱ)፣ 2) ኽታበት ሕማም መንሽሮ ኣፍደገ
ወፍሪ ኽታበት ካብ 9 – 18 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ክወሃብ እዩ። Read More »
ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ቕድም ክብል ካብ ዕለት 24 ክሳብ 25 ሓምለ 2015 ዓ.ም ዳግማይ ንኣከብቲ ዳታ ካብ ዝተመዝገብኹም
ሓበሬታ ንኣከብቲ ዳታ ( Data Collectors ) Read More »
እቶም ዝቐርቡ ዓሰርተ (10) መፅናዕትታት ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ፣ ዩኒቨርሲቲ መቐለ፣ ዩኒቨርስቲ አዲስ አበባ፣ ምሁራን ዳያስፖራ ፣ ጆፓይጎ፣