Tigray Health Research institute in collaboration with Ethiopian Public Health Institute is giving training about the baseline survey for data collectors, supervisors and team leaders Dec10, 2016 E.C in Zemariyas Hotel, Mekelle.
Tigray Health Research institute in collaboration with Ethiopian Public Health Institute is giving training about the baseline survey for data
ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ መድሕን ጥዕና ኣብ ትግራይ ንምጅማር ዘሎ ኩነታት ንምፅናዕ ” ምስ USAID Health Financing Improvement Program ብምትሕብባር ንኣከብቲ ሓበሬታ ስልጠና ክወሃብ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ 11 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ተዛዚሙ ኣሎ።
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ ቢሮ ጥዕና ትግራይን አጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢ/ያ ጨንፈር መቐለን ብምትሕብባር ” ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ መድሕን
ዩኒቨርስቲ መቐለ ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ዓይደር፣ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ፣ ቢሮ ጥዕና ትግራይን ሓበራዊ መፅናዕቲ ብምግባር ሎሚ 23 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣብ ሆቴል ኣኽሱም ዕላዊ ተገይሩ።
ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ እቲ መፅናዕቲ ኣብ ” ኣብ ቀረባን ተጠቃምነትን ክንክን ኣዴታትን ህፃናት ከምኡ እውን
FACT SHEET
Tigray Health Research Institute (THRI) was established by the proclamation No.265/2007 and inaugurated on July, 2008 E.C. Tigray Regional Laboratory
ወፍሪ ኽታበት ካብ 9 – 18 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ክወሃብ እዩ።
1) ኽታበት ፀረ-ሕማም ኮሮና (COVID-19)፦ ንልዕሊ 12 ዓመት (ንሓደሽቲ፣ ኸምኡውን መጠናኸሪ/ቅድሚያ ቅድሚ 6 ውርሒ ንዝወሰዱ)፣ 2) ኽታበት ሕማም መንሽሮ ኣፍደገ
ወፍሪ ኽታበት ካብ 9 – 18 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ክወሃብ እዩ። Read More »
ሓበሬታ ንኣከብቲ ዳታ ( Data Collectors )
ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ቕድም ክብል ካብ ዕለት 24 ክሳብ 25 ሓምለ 2015 ዓ.ም ዳግማይ ንኣከብቲ ዳታ ካብ ዝተመዝገብኹም
ሓበሬታ ንኣከብቲ ዳታ ( Data Collectors ) Read More »
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ ቢሮ ጥዕና ትግራይ፣ ጆፓይጎን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ዘዳለዎ ሲምፖዚየም ” ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀት ጥዕና ትግራይ ” ሎሚ 29 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣማስዩ ተዛዚሙ
እቶም ዝቐርቡ ዓሰርተ (10) መፅናዕትታት ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ፣ ዩኒቨርሲቲ መቐለ፣ ዩኒቨርስቲ አዲስ አበባ፣ ምሁራን ዳያስፖራ ፣ ጆፓይጎ፣
