ሓበሬታ ንኣከብቲ ዳታ ( Data Collectors )

ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ቕድም ክብል ካብ ዕለት 24 ክሳብ 25 ሓምለ 2015 ዓ.ም ዳግማይ ንኣከብቲ ዳታ ካብ ዝተመዝገብኹም ውሽጢ ሞያኹም (Nurse , Public Health and Midwifery ) ዝኾንኹም ጥራይ ዝምልከት እዩ። እቲ ዝእከብ ዳታ ንክልተ ሰሙን መዓልታዊ ብብር 650 ቆፂሩ ብቕልጡፍ ዳታ ክእክብ ደልዩ ኣሎ ።

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 03 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ መለለዪ መንነት ሒዝኹም ንክትርከቡ ንፅውዕ ።

Leave a Comment

Scroll to Top